ምልክታ
28 ግንቦት 1999 ዓም ዓለም
ለኸ መዓልቲ ስነ ከባቢ
እዩ ኣብዚ ዕለት እዚ
ብዘገርም ቅልጣፈ እንዳዓበየ
ዝመፅእ ዘሎ በረኻነት
ብምክልኻልን ኣብ ምብራስ
ዝርከቡ ሃገር በቀል
ተኽልታትና ብምድሓንን
ተፈጥራዊ ሚዛን ከባቢና
ንምሕላው ዝዓለመ ፕሮጀክት
2ተ ተኽሊ ኣብ 2000 ምጅማር
አከባብራ በዓል ሚሌኒየም
ኢትዮጵያ ብምብሳር
ተግባራዊ ክኸውን እዩ፡፡
ዕላማታት እዚ ፕሮጀክት
ንምዕዋት ህፃን ሽማግለ
ከይተባሃለ ኩሉ ትግራዋይ
እንተኺኢሉ ባዕሉ እንተዘይኪኢሉ
ብወኪላቱ ኣቢሉ ብሸሙ
2ተ ዝመረፆም ተኽልታት
ኣብ ዝመረፆ ቦታ ክተክል
እዩ፡፡
ስለዚ ኩሉ ካብ ትግራይ
ወፃኢ ዝርከብ ተወላዲ
ትግራይ ኣብቱ በዓል
ዘይመፅእ እንድሕር
ኮይኑ ዝተፈላለየ መራኸቢ
መንገዲ ተጠቂሙ ምስ
አብ ዓዲ ዝርከቡ ቤተሰብ
ተራኺቡ ብሽም ሕድሕድ
አባል ቤተሰቡ ከክልተ
ተኽልታት ኣብ ዝደለዩ
ቦታ ክተኽልሉን ክንከባኸቡሉን
ውክልና ብምሃብ ተሳታፉይ
እዙአብ ሳልሳይ ሚሌንየም
ልምዕቲ ትግራይ ክትህልወና ዝግበር ታሪኻዊ
ፍፃመ ክኸውንን ዘድሊ
ምድላዋት ክገብርን
ፃውዒትና እንዳቕረብና
ፀፅብቑ ንዓኹም ንምነ
ምስ
ሰላምታ
ቤት ፅሕፈት አከባብራ
በዓል ሚሌንየም ኢትዮጵያ
ክልል ትግራይ
ሚሌንየም
ሰላምን ልምዓትን
|